ወይ ገንዘበይ ምለስለይ ወይ ምሳይ ሕደሪ፡ ኣሚነ ዝቀረብኩዎ ኢትዮጵያዊ ጉድ ጌሩኒ
HTML-код
- Опубликовано: 5 апр 2025
- ወይ ገንዘበይ ምለስለይ ወይ ምሳይ ሕደሪ፡ ኣሚነ ዝቀረብኩዎ ኢትዮጵያዊ ጉድ ጌሩኒ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #ሓጺርዛንታ #ልቢወለድ_ዛንታ#eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie #ማሁስታር #Mahustar
⚑ CONNECT WITH ME⚑
Instagram➡️ / mahustar88
Facebook ➡️ / mahustar
Facebook ➡️ / mahustar2
TikTok ➡️ / mahustar
Webesite ➡️ mahustar.com/
WhatsApp➡️ wa.me/message/...
Join this channel to get access to perks:
/ @mahustar1
ናይ ሓፍትና ቁጽሪ +251 777080139
ኣነ ክሕግዛ ይደሊ እየ 🙏😌
Ezey Telefona gen ayaerhn eu zelo zearkey
Ok
Telefen tegagkaaleka
@@WehazitOkbagabrewe wela nay eko abatni
ብምንታይ ኢና ክንሕግዛ ነቲ ወዲ ገንዘቡ ክትመልሰሉ ንሕና ብዓቅምና ክንሕግዛ ኣድረሳ ሃበና
ሓፍተይ ኣለናልኪ ኣጆኺ እንሻላህ ኢደይ ኢድካ ኢልና ክንሕግዜኪ ኢና ።
Tnx god 🙏 enqaie himaq ayesmeani hji si deqi eri alewuki
ዋና ቻነል ተገዲስካ መልስ ኣድራሽኣ ሃበና ትብለን ዘላ ገንዘብ 700 ዶላር ኢየን ስለዚ ዓቅምና ክንሕግዛ ስደደልና ኣድረስ ወይ ብምንታይ ክንረክባ
ብዝወጸ ይተክኣልኩም 🙏
ሓፍቲና ክትምልሰልኩም ያ
Ezi hzbna‘s😊 zekurie bahli’u zwn‘n!!
Ewe gen telfona ayserhn zelo Tele habuna
Hawey numbera xihflka alo abti kdmit
ጻዕራም ሰብ ክትሕግዞ ሓላል እዩ። ነዞም ብኮፎም ዝበልዑ ኣግባዝ ከማን ወርሓዊ ይስደዶም ኣሎ። ኣድራሻ ንገረና
ወይ ጉድ አምላኽ ኣቦይ ካብዚ ሀገር እዚኣ ብሰላሞ ኣውጽኣና እንበር ሽግርና ምውዳእ ኣብዩ
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ክትሕገዘሉ ትክእል ጉዳይ ፍጠር ሓዉና
ሰላም ዘሓፈተይ ዘሓውይ ኣነ ኣብ ጀርመን ኣለኹ ፍቓደኛ ተኩይንኻ ክተረኽበኒ ትክእል ዶ ትከውን ብቀታ ምሳኣ ተራክበኒ ትኽእል ተኮይኒኻ ዘፊቅዶ ምኽሪ ክሕግዛ ሓሳባት ውኒ ክዛራረብ
ጽቡቅ ዝሃወይ ሓግዛ
ደውለሉ
Dewulelu hawey❤
Ata haki aykonen felitom eyom this is fake history
Yeqenyeley hawey 🙏
Pls ካብ ኣምሓሩ ረሓቒ ገለ ከይገብሩኪ በጃኺ ሓፍተይ ኣብዚ ግን pls ኣዋልድ ኣወዳት ነጻ ህያብ ክሕቡኽን ከለዉ ኣይተቀበላ ምክንያቱ ነጻ ዝበሃል ህያብ የለን
እንታይ ማለት እዩ ሕጊ ንኹሉ እምበር ንሓንቲ ሃገር ጥራይ ድዩ ሕጊ ኮ ንኹሉ እዩ እዋእ😢😢😢ኣጆኺ ዝሓፍተይ😢😢😢
ወይ ሓፈተይ ኣምላክ ይሓግዝኪ ኣምላክ ባዕሉ የጣጠሕልኪ😢😢😢 ተኪኢልኪ ግን ተሎፈንኪ ዘርግሒ በጃኪ ሰብ ሰብ እዩ ፈውሱ😢😢😢😢😢
Amennnn haftey
ማሓዛይ የነ ጀላዕ ጠፈአኪ ካ❤
😅😂😂😂😂@@abrahamsebhatu3747
@@abrahamsebhatu3747😮😂😂❤
ajoki haftey natey amlek baelu edu yenberleki 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Selam hawey telefon nayza gal sdedeley mo msaa kirakeb
😢😢😢 ahh ajoki
ኣምላክ ምሳኪ ዪኩን ሓፍተይ ❤❤❤❤
Mseu zbhal key thadri khgzki zekel ane xelot eu haftey ❤❤
በሓቂ የሕዝን ዘረኙት ዘከፍአ መርዚ 😢😢ፈጣሪ ለበና ይሃቡ ልኩሉ 😢😢😢❤
ዘረባ ምብዛሕ ይትረፍ ህጂ ኣድራሽኣ ግደፈልና ።ስልኪ ተጋጊኻ ኣለካ ትብሃል ኣለኻ ዉን ደጊምካ ኣምጻልና
amlak baelu xlalu yenbrelki eza haftey ezom aqmi zelekum kea hagzuwa 😢
🎉❤ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን❤❤❤
Dekza denkoro enbar etpwan kemu jenberom dann ane kegza keften eya ent da telefona serha see
Bejakum nihagza eway haftey😢
ane khgezai ajoki nbela😢😢😢
Fetari msaki alo ajoki teteqeki 🙏
ዋይ ዝ ሓበሻስ ክሕስድ እፍ😭ኣጀኪ ጋል እነይ
Nay adis Hagzwa eb seq ay teblu 🙏
Ajoki haftey natey ane ab addis aleku ktehababereki eye
ሓፍተይ ተኽኢልኪ ካብኦም ረሓቂ ኣብ ዓድና ከምቲ ትፈልጥዮ እንተቀቲሎምካ ማንም ኣይሓተልካን ስለዚ ተጠንቐቂ 😢
ጸላኢና ይሰደድ
ኣድረስ ጽሓፈልና bro
ajoki haftey
ኣጆኺ ዛሓፍተይ
Ajoki haftey
Ajoki habtey
Telefona sdedley khgza eye ane genzeb bunet
😢😢😢😢😢
Gezawit arhiki kabti eti wedi zelowo sefer
ብናምበርኪ ልኣክለይ በጃኪ ኣነ ከሕንቆ እየዋ😢
😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤
ሰላም ክብርቲ ሓብተይ እቶም ሰረቕቲ ሰባት ፈለማ ከምስሉ ብዙሕ መስዋእቲ ይኸፍሉልካ ኢዩም እቲ ዝደልዩዎ ምስረኸቡ ለኪመሙኻ ይኸዱ ብዝኾነ ሰብ ኢኺ ጋል ሰብ ኢኺ ንኤርትራውያን ኣሕዋትኪ ሓገዝ ሕተቲ ብድሕሪኡ ካብቲ ቦታ ጠቕሊልኪ ውጽኢ ብሕጊ ክተራኻኽቡሉ ኣትኽእልን ኣብ ሕጊ ዘይቡሉ ሃገር ኢኺ ዘለኪ
ሰላም ኩቡር ሓው ብኸመይ ክንረኽባ ክንሕግዛ ንኽእል፡ ተገዲስካ መልሰልና።
ናብ ይጋንዳ ህደሚ ዝሓፍተይ😢
ሰልዲ በል ስደደላ መውጺኢ
Ewai hafetay ajoki ezom do yeimenu bekademus 😏anes zay berehuni kea
Kndey Dien ten genzeb?
ወርቕኻ ሰሪቖም ሲ የዳልዩኻ ይበሃል። ኣብ ኣዲስ ብዡሕ ቢዝነስ ስርቒ ኢዩ ዘሎ መልክዑ ጥራይ ኢዩ ዝቐያይር። ባዕሉ ኢዩ ሰሪቑኪ ብርኽቲ ሓፍቲ ዝኽነ ክስታት ኣየድልየክን ኢዩ ስለ ዘይትዕወትሉ። ኣምላክ ዓይኒ ኣለዎ ንኹሉ ዝርኢ ገንዘቡ መሊስኪ ዕጸውዮ። ዘይራኽዮ ድራር ክፈጥረልኪ ኢዩ ኣጆኺ።
ኣበይ ቦታ ትህሉ ንጹር ሓቤረታ ሃበና እባ ዝሓወይ ዝዓቅምና ክንሕግዝ
Edey edka nbey guys normal u 1000 dollar eya, wana channel kea kabza video atawi kulu nia hagza please moku hawey
ስላም ስላም ክብርት ሓፍተይ ኣጆኪ ሽግር ሓላፍያ አዩ ግን አዘን ገንዘብ ቡዛሓት ኣይኮናን ገንዘብ ምምላስ ይሕሽኪ ምክናቱ ንስኪ ስደተኛ አኪ ንሱ ግን ኩሉ ዝፈልጥ አዩ ዝመስል ኣብት ዘለክሞ ሃገር ካኣ ሕግ ዝባሃል የለን ዳሕራይዝገደደ ሳዕበን ክይመጻኪ ወይ ካኣ አንተክአልኪ ን አጋንዳ ገጸኪ ፈትን ❤ ብዕቅምና ክንሕግዝ ግን ትክክክል ቁጽርኪ ጻሓፍልና ክንደይ ስብ ክማን ኣብዝ ኮመንት ክሙኡ ይብሉ ኣለዉ
Heray hawey yeqenyeley
ኣጁኺ ሓፍትና ኩሉ ክሓልፍ እዩ በጃኹም ኤርትራዉያንና ተጋሩ ኣሓት እዛ ሓፍትና ብንኽእሎ መንገድ ንሓግዛ
😢😢😢😢
Hard ti believed it
ኣጆኺ ሓፍተይ ብነብሱ እቲ እዋን እዩ ብምንታይ ግን ክንሕግዛ ንኽእል
ናይ ሓፍትና ቁጽሪ +251 777080139
@Mahustar1 good job bro 👏
ሰላም ሓብተይ ኣድራሻኪ ባ ስደድልና 😢
ወይ ሓፍተይ
Adress gberelu knhgza nayti Adgi photo wn Amxulna kemzi ashegirki zelo meriet knexelmtelu mealtna texebina
ናይ ሓፍትና ቁጽሪ +251 777080139
Telefona sededily zehawey
ናይ ሓፍትና ቁጽሪ +251 777080139
መቸም ናትና ኣዋልድ መምሽተሸገርክን ኢኽን የሕዋትክን ትዝክራ ንምንታይ ካብ ኤርትራውያን ትርሕቂ ኔርኪ ብቀደሙ
Zkone wedi n hanti gal mealti u zmerxela ember bnexa hagez kgebrela aykeln
ንምንታይ ድኣ ተሌፋና ኣብዚ ዘይትግብሮ መታን ሓገዝ ክትረክብ😢
ናይ ሓፍትና ቁጽሪ +251 777080139
አገራችን እየኖርሽ የኛ የኢትዮጵያዊያን ስም አታጥፊ ። ጭራሽ ለኢትዮጵያዊ ኢትዮጵያዊ ላክሽለት???? ደፋር😅😅😅
ከቻልሽ ውልቅ በይ ከአገራችን። ኢትዮጵያ እየኖርሽ ኢትዮጵያውያን አትሚ
ሎሚ ሰብ ምምካር ኣሸጋሪ ዝኾነ እዋን እና በጺሕና ፡ ብፍላይ እዚ ንስኻ ተምጽኦ ዛንታታት በዓል ሞያ ዘድልዮ እንበር ሃንደራእ ኢልካ ዝፍታሕ ኣይኮነን ።
እዚ ዛንታ ክመዝኖ ከለኹ ሓቂ ኮይኑ ኣይተሰማዓንን ።
ሕቶኣ ሕቶ ገንዘብ እዩ ፡ ክፍታሕ ከኣ ብዙሕ ኣጸጋሚ ኣይኮነን ። ኣነ ብግለይ ክከፍለላ ምኸኣልኩ ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣዘዝቲ ፖላይስ ከይተረፈ ስለ ዝፈልጥ ውን ክከላኸለላ ምኸኣልኩ ። እዚ ዛንታ ጓል ብምዃና ከይትጉዳእ ይዕመጽ ኣለኹ ትብል ስለ ዘላ እንዳተሰከፍኩ ፡ ከኣምኖ ኣይከኣልኩን ።
ደሓር እዞም ክንሕግዛ ዝብሉ ዘለዉ ሰባት ውን ፡ ሓጊዞም ክንምርዓወኪ ፡ ወይ ምሳና ሕደሪ ዝብልዋ ኦይኑ ይሰመዓኒ ኣሎ ።
ኣነ ዝሓታ ሕቶታት ኣእማኒ ገይራ ክትምልሰለይ ትኽእል ተኾይና ምሓገዝክዋ ።
ሀይ በልኒ ካልእ እትረፍ ሰብኣውነትና ንዋጻእ ናይ ሂወት ተመክሮ ስለ ዝሓጸረኪ እዩ ። ግን እስኺ ኸ( ሽዋ ሽዋ) ትጻወቲ ከይትህልዊ ብኸመይ ንኣምን ?
𝐁𝐞𝐣𝐚𝐤𝐮𝐦 𝐡𝐚𝐠𝐳𝐰𝐚 𝐞𝐭𝐨𝐦 𝐚𝐛 𝐚𝐝𝐢 𝐬𝐞𝐛 𝐳𝐞𝐥𝐞𝐤𝐮𝐦🙏😢
There is no free launch ይብሉ ፈረንጂ ገዛውቲ ቀይሪ ዛምበይተይ ኮንቱ ከየጥፍኡኺ ከይቐትሉኺ በጃኺ ተጠንቀቂ ሕማቅ እዩ እዚ ዓዲ ገንዘቡ ሃብዮ ኣምላኽ ይፍረዶ ናይ ኢዱ ይሃቦ ግና ከየጥፍአኪ ተጠንቀቂ ፈሪሐልኪ ጓለይ
ብምንታይ ንረክባ
ከሊቢ እንታይ እልክያ
@@TrhasTiti-dk5nq sebawnet tesemiewa ente hatetets xerfi newri ? newram kulu seb kemay xelaei seb kun aybhaln
ናይ ሓፍትና ቁጽሪ +251 777080139
@@TrhasTiti-dk5nq ንመን፡ዳኣ አዩ አዝ ኩሉ ጸርፍ ጋል ሹቀይ
telefone aqemitelna bi mintay kinrekiba
ናይ ሓፍትና ቁጽሪ +251 777080139
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bejakum akakmukum haguzu yehwatey ajoki zhaftey kehalif eu
ወይ ገንዘበይ ምለስለይ ወይ ምሳይ ሕደሪ
Plies eba bmntay krekbeka delye😢
anta kbur hawey ane haftka abshgr ye zeleku bmntay krekbeka ykl bejaka tegediska melseley
@@FevenKiros-g9g feven bhaki diki?
@@FevenKiros-g9g ብቁጽሪ ዋትስኣብ +3375222221 ርኸብኒ
Zearkey ms meteweu gerka habena kulu kiserhalna aykealen
ሃገርኪ ተመለሲ ሂወትኪ ኣድሕኒ
Abu keda ke tay rgue nabra ktnebr ela eritrea teztiemena do tesedidna😢
𝑨𝒏𝒆 𝒌𝒉𝒈𝒛𝒂 𝒚𝒌𝒊𝒆𝒍 𝒚𝒆 𝒒𝒖𝒙𝒓𝒊 𝒕𝒆𝒍𝒆𝒑𝒉𝒐𝒏𝒆 𝒕𝒓𝒂𝒚 𝒕𝒆𝒉𝒂𝒃𝒂𝒃𝒆𝒓𝒆𝒏𝒊 𝒌𝒃𝒖𝒓 𝒉𝒂𝒘?
Ab. Amaharu. Keytwedki. Hzbi. Khgzeki. Eyu. Zey. Gezakan. Zey adkan. Komhu. Yu. Aytshegery😂😂😂
We can help you pay his money can you tell us her information or how to contact her please. I also have one advise for z sisters i'm scared that after money he will create another problems so for your safety change address and phone number because it's not granted that he will leave her alone after $$$ please be careful and my Allah be with you sister
ብከመይ ንረክቫ ገንዘቡ ክንመልሰሉ ክንሕግዛ
❤🎉
ናይ ሓፍትና ቁጽሪ +251 777080139
Hade bmejemerya eta mekina nata aykonetin kemey geyra eya ab nay dihrit maxo yekemitato
ride eya tetekima so neti maxi men kefitilom neti beal ride ke zeytihato kalay nimtay genzeb misa ab gabena zeygebereto slezi zey koyne aytemahalalfu memekineyta enda geberkum nezi seb genzeb aytibezibziwo ab addis abeba entay sile zikoniki eyom misana hideri enda belu zirbushuki kabizen kulen nisiki diki filiti koniki kemeu ente eile eye hagazi zirekib diyu zikewn zelo eti hasab drama zikone hasab silezi n ethiopian ewun xbuk aykonen niyo beliwo niseb mikfa
👍👍👍👍👍👍
ኣነ ሊብያ እየ ዘለኩ ዋላ ካብቲኣ ትመጸኒ ክሕግዛ ኣድራሻ ሃበኒ
ካብቲ ዘለኽዮ ከባቢን ስራሕኪን ቀይሪ
ቀዳምነት ከይትጭነቂ
እቶም ብምንታይ ክንረክባ ትብሉ ዘለኩ ባዕላ እታ ሓፍትና ክትምልሰልኩም ያ
ኦኬ ጽቡቕ
Way haftey 😢ajoki Telefon Telekom knhgza bakmna nkel ena
ናይ ሓፍትና ቁጽሪ +251 777080139
ብ ሕጊ
ዘሕዝን። እዩ ህዝብና። ተኽላቢቱ ዓድኻ ትምልስ ምስ ህዝብኻ ምዓት ዳርጋ ግዓት
It souds drama
Amlak msaki ykun menfes qdus ab zuryaki koinu kab kulu kifeat yhaluki amaladnet adena maryam msaki ykun ajoki ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤
Amennnn haftey yeqenyeley 🙏🙏
ሰላም ሓወይ እዛ ሓፍትና ዓዓቅምና ክንሕግዛ ንክእል ኢና እቲ ገንዘብ ዉን ንሓደ ሰብ እዩ ብዚሕ እንበር ኣብ ቡዙሓት ግን ዉሕድ እዩ. ተሌፎና ጻሓፈልና እሞ ዝኮነ ነገር ክነማክራ ክንሕግዛን,ኣጆኪ ንስኪ ጥራይ ኣብ ትገብርዮ ምንቅስቃስ ተጠንቀቂ ከይጨዉይኪ ምስኦም ምትህልላክ ኣይድልየክን እዩ
🙏
ናይ ሓፍትና ቁጽሪ +251 777080139
@@Raeiyyohannes-g9n ራኢ ቁጽሪ ተለፎንኪ ባዕልኺ ጽሃፍሎም ንገለ ሰባት ባዕለይ ሰዲድሎም ኣለኩ
@ heray 🙏
@@Raeiyyohannes-g9n
Eway yehwatey rekbkneo zlekin ahi ajoki kihalfi eyu gen aqmna kingebri ena eza guhafi hager niana xbuki fdiyatna aytfeliten
እንታይ ስለ ዝረኽበ ይሕጊዘኪ ኔሩ መቸም ወዲ እሞ ከኣ ኣምሓራይ ኣድጊ ብ ናጻ ክሕግዘኪ ዘይሕሰብ እዩ
ሚእትን ዒስራን ሽሕ ብር ድዩ
????
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
Ajoki zihaftey bi nebski emo tseweta yelen. Bi bir koynu ember bi dolar 1000 eyenedey edka elna nihagza
Aye eriterawan deki anistya edm kab yehwatkn tahedma deher dkene ms agateme nabana tmexe deheni hji tegenbihki hebya daher kgedefelki eye
ልክዕ ብዙሕ ይካላከለኸለን ነይረ ሎሚ ክርእዮ ከለኩ ግን ወዲ ክልእ ሃገር ከምዚ ፍሉይ ጌረን እየን ዝርይኦም።
**እዞም ርጉማት ኢትዮፒያን ዳኣ ጥልመትን ስርቅን ናይ ዓዶም እንዲዩ ።
😢
😢😢😢